ሰላም አሕዋት ከመይ ቀኒኹም። እንበአር፡ ብ Online ተጠቂምና፡ ከመይ ዓይነት ቢዝነስ ክንገብር ንኽእል ትሕብር ቪድዮ እያ። እቲ ቀንዲ ትድህስሶ ነጥቢ ድማ፡ እቶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ online business መሳርሒታት ትገልጽ እያ። ስለ ምክትታልኩም አዝየ የመስግን።

ሰናይ ምክትታል 🙂
……………………………………
አብዚ ዝስዕብ ሜድያ ድማ ክትከታተሉኒ ትኽእሉ ኢኹም፦
– Instagram : lilypearl 3
– Facebook: Lily Pearl